آزمایش کروناویروس در فرودگاهی در توکیو Source: AAPኣብዚ ዓሌታት ኮቪድ-19 እናስፋሕፋሑ ኣብዝከድሉ ዘሎ ብዙሓት ሃገራት ኣሰር ኣውስትራሊያ ብምስዓብ ገየሽቲ ቅድሚ መገሻ መርመራ ኮሮና ቫይረስ ክምርመሩ ይሓታ ኣለዋ። ብኻልእ ወገን ኣብ ኣመሪካ መጠነ ሰፊሕ ክታበት ምኽታብ ትሰርሕ ኣላ።
ኣብዚ ዓሌታት ኮቪድ-19 እናስፋሕፋሑ ኣብዝከድሉ ዘሎ ብዙሓት ሃገራት ኣሰር ኣውስትራሊያ ብምስዓብ ገየሽቲ ቅድሚ መገሻ መርመራ ኮሮና ቫይረስ ክምርመሩ ይሓታ ኣለዋ። ብኻልእ ወገን ኣብ ኣመሪካ መጠነ ሰፊሕ ክታበት ምኽታብ ትሰርሕ ኣላ።