SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፈተነ ክታበት ኮቪድ-19 ደው ክብል ተጌሩ። (ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ ከመይ ወዓለት?)

MOSCOW REGION, RUSSIA - OCTOBER 13, 2020: A medical worker takes part in a comprehensive emergency response exercise at Domodedovo International Airport in connection with the COVID-19 pandemic. Sergei Karpukhin/TASS/Sipa USA
MOSCOW REGION, RUSSIA - Source: Sergei Karpukhin/TASS/Sipa USA

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኪኢላታት ክንክን ጥዕና ከቢድ ጸገም ናይ ኣእምሮ ጥዕና ክገጥሞም እዩ ክብል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ዛጊት ብዓለም ደረጃ ልዕሊ 38 ሚልዮን ህዝቢ በዚ ቫይረስ ዝተለኽፉ ክህልዉከለዉ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ድማ ሞይቱ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኪኢላታት ክንክን ጥዕና ከቢድ ጸገም ናይ ኣእምሮ ጥዕና ክገጥሞም እዩ ክብል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ዛጊት ብዓለም ደረጃ ልዕሊ 38 ሚልዮን ህዝቢ በዚ ቫይረስ ዝተለኽፉ ክህልዉከለዉ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ድማ ሞይቱ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now