SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ ከመይ ወዓለት? ኣብ ኣመሪካ ዝተፈተነ ክታበት ዕዉት ኮይኑ ይበሃል ኣሎ።

Feature
A large Brazilian flag is spread out before rows of crosses representing the thousands of deaths due to the new coronavirus during a protest (AP /Eraldo Peres) Source: AP

ኣብ ኣመሪካ ዝተፈተነ ናይ ፈለማ ኮቪድ-19 ክታበት ኣብቶም ዝተኸትቡ ናይ ተጻውርነት ዓቕሚ ብምውሳኽ ዘተባብዕ ዉጽኢት ከምዘምጽአ ተፈሊጡ። ኣብቲ ፈተነ ዝተሳተፉ 45 ሰባት ክልተ ዓቐን (ዶስ) ናይ ክታበት ወሲዶም ኣለዉ፡ ውጽኢቱ ኣብ ብዙሓት ከመይ ከምዝኸውን ንምርኣይ ኣብ 30,000 ሰባት ክፍተን እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣመሪካ ዝተፈተነ ናይ ፈለማ ኮቪድ-19 ክታበት ኣብቶም ዝተኸትቡ ናይ ተጻውርነት ዓቕሚ ብምውሳኽ ዘተባብዕ ዉጽኢት ከምዘምጽአ ተፈሊጡ። ኣብቲ ፈተነ ዝተሳተፉ 45 ሰባት ክልተ ዓቐን (ዶስ) ናይ ክታበት ወሲዶም ኣለዉ፡ ውጽኢቱ ኣብ ብዙሓት ከመይ ከምዝኸውን ንምርኣይ ኣብ 30,000 ሰባት ክፍተን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now