A volunteer services a homeless man some food in Italy Source: AAPኣብ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ክውዳእ ምእንቲ፡ ክታበት ንምምዕባል ዝግበር ዘሎ መስርሕ ኣብ ህዝቢ ዓለም ተስፋ ኣስፊኑ ኣሎ። መራሕቲ ዓለም ነዚ ምስሰምዑ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣቐዲሞም ንሃገራቶም ኣቐዲሞም ንምርካብ ዉዕል ንምግባር ይጓየዩ ኣለዉ። እቲ ማዕቢሉ ተባሂሉ ዘሎ ክታበት ካብቲ ትጽቢት ተጌርሉ ዝነበረ ናይ 70 ሚእታዊ ዕዉትነት ዛይዱስ ልዕሊ 90 ሚእታዊ ዕዉት’ዩ ተባሂሉ ተገሊጹ ኣሎ።
ኣብ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ክውዳእ ምእንቲ፡ ክታበት ንምምዕባል ዝግበር ዘሎ መስርሕ ኣብ ህዝቢ ዓለም ተስፋ ኣስፊኑ ኣሎ። መራሕቲ ዓለም ነዚ ምስሰምዑ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣቐዲሞም ንሃገራቶም ኣቐዲሞም ንምርካብ ዉዕል ንምግባር ይጓየዩ ኣለዉ። እቲ ማዕቢሉ ተባሂሉ ዘሎ ክታበት ካብቲ ትጽቢት ተጌርሉ ዝነበረ ናይ 70 ሚእታዊ ዕዉትነት ዛይዱስ ልዕሊ 90 ሚእታዊ ዕዉት’ዩ ተባሂሉ ተገሊጹ ኣሎ።