ለበዳ ኮቪድ-19 ናይ ሚሊዮናት ቆልዑ ትምህርቲ ኣሰናኺሉ ተባሂሉ፡ ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ ከመይ ወዓለት06:28ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.07MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidBARTLETT, ILLINOIS - MAY 01: Nine-year-old Uthman Haqqani, a 4th grade student at Al-Huda Academy, uses a computer to participate in an E-learning class Source: Getty Images North Americaብሰንኪ ኮቪድ-19 ኣብ መላእ ዓለም ትምህርቲ ተዓኒቕፉ ኣሎ። እዚ ኩነታት ንደቅና ሓደሽ ኣገባብ ኣመሃህራ ከነእቱ ዘግብር ድዩ? ኣብ ሃገራት ላቲን እቲ ኩነታት እናኸፍ አ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ግና ሃገሩ ካብ ዝኾነት ናይ ዓለም ሃገር ዝበለጸ ስራሕ ትሰርሕ ኣላ ኢሉ። ኣብዚ ትሕዝቶ ኩነታት ኮሮና ቫይረስ ዓለም ውን ተዳህሲሱ ኣሎ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.07MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 5 August 2020 11:02pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareብሰንኪ ኮቪድ-19 ኣብ መላእ ዓለም ትምህርቲ ተዓኒቕፉ ኣሎ። እዚ ኩነታት ንደቅና ሓደሽ ኣገባብ ኣመሃህራ ከነእቱ ዘግብር ድዩ? ኣብ ሃገራት ላቲን እቲ ኩነታት እናኸፍ አ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ግና ሃገሩ ካብ ዝኾነት ናይ ዓለም ሃገር ዝበለጸ ስራሕ ትሰርሕ ኣላ ኢሉ። ኣብዚ ትሕዝቶ ኩነታት ኮሮና ቫይረስ ዓለም ውን ተዳህሲሱ ኣሎ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds