A deserted view of Sadar Bazar wholesale market USA) Source: Sipa USA Naveen Sharma / SOPA Images/Sipaህንዲ ፡ ብብዝሒ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ብዙሕ ዝርጋሐ ዘለዋ ሃገር ኮይና ዘላ ኮይና ፣ ፍልይ ዝበለ "ብድርብ ዝቕየር" ዓልየት ቫይረስውን ተወሪራ ዘላ ሃገር እያ። ሰብ መዚ ጥዕና ብሪጣንያ ነዚ ሓድሽ ዓልየት ቫይረስ ይመርምሩ ኣለዉ ፣ ኰይኑ ግና ፡ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ገና ብዙሕ ዘተሓሳስብ መርትዖ ከም ዘየለ ይዛረቡ እዮም ።.......................
ህንዲ ፡ ብብዝሒ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ብዙሕ ዝርጋሐ ዘለዋ ሃገር ኮይና ዘላ ኮይና ፣ ፍልይ ዝበለ "ብድርብ ዝቕየር" ዓልየት ቫይረስውን ተወሪራ ዘላ ሃገር እያ። ሰብ መዚ ጥዕና ብሪጣንያ ነዚ ሓድሽ ዓልየት ቫይረስ ይመርምሩ ኣለዉ ፣ ኰይኑ ግና ፡ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ገና ብዙሕ ዘተሓሳስብ መርትዖ ከም ዘየለ ይዛረቡ እዮም ።.......................