SKIP TO MAIN CONTENT

መደብ "ጆፕ ኪፐር" ኣብ ምንታይ ኩነታት ይርከብ?

Feature
Louis Couttoupes in his Canberra eatery (SBS) Source: SBS

መንግስቲ ኣውስትራሊያ መዲብዎ ዘሎ ናይ JobKeeper ፕሮግራም ንብዙሓት ኣብ ቃልሲ ዝርከቡ ቢዝነሳት ናይ ህይወት መትኒ ኮይንዎም ኣሎ። እንተኾነ ብዙሓት ነዚ ክፍሊት ዘይረኸቡ ኣለዉ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ መንግስቲ ነቲ ማሕበራዊ ምርሕሓቕ ዝብል ስጉምቲታት ካብ ዓርቢ ኣትሒዙ ክቕይሮ ኣብዝሸባሸበሉ ዘሎ እዋን እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ኣውስትራሊያ መዲብዎ ዘሎ ናይ JobKeeper ፕሮግራም ንብዙሓት ኣብ ቃልሲ ዝርከቡ ቢዝነሳት ናይ ህይወት መትኒ ኮይንዎም ኣሎ። እንተኾነ ብዙሓት ነዚ ክፍሊት ዘይረኸቡ ኣለዉ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ መንግስቲ ነቲ ማሕበራዊ ምርሕሓቕ ዝብል ስጉምቲታት ካብ ዓርቢ ኣትሒዙ ክቕይሮ ኣብዝሸባሸበሉ ዘሎ እዋን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now