A street in the Chinese city of Wuhan is almost deserted as the shutdown of the seafood market, Source: Kydpl Kyodoኣብ ቻይና ክፍለሃገር ሁበይ ተሎኲቶም ዘለዉ ዜጋታትን ቀዋሚ ነባርነት ኣውስትራሊያ ዘለዎም ናብ ዓዶም ክውሰዱ ንፈደራል መንግስቲ ተማሕጺኖም። እታ ክፍለሃገር ሕምብርቲ ናይቲ ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ሎሮናቫይረስ ኮይና እቶም ኣብኡ ተኸርዲኖም ዘለዉ ቅድሚ ናብ ዓዶም ምጻኦም ኣዋርሕ ኣብኡ ከይጸንሑ ስግኣቶም ገሊጾም።
ኣብ ቻይና ክፍለሃገር ሁበይ ተሎኲቶም ዘለዉ ዜጋታትን ቀዋሚ ነባርነት ኣውስትራሊያ ዘለዎም ናብ ዓዶም ክውሰዱ ንፈደራል መንግስቲ ተማሕጺኖም። እታ ክፍለሃገር ሕምብርቲ ናይቲ ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ሎሮናቫይረስ ኮይና እቶም ኣብኡ ተኸርዲኖም ዘለዉ ቅድሚ ናብ ዓዶም ምጻኦም ኣዋርሕ ኣብኡ ከይጸንሑ ስግኣቶም ገሊጾም።