SKIP TO MAIN CONTENT

ደገፍ መንግስቲ ንሰራሕተኛታትን ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ንተወሳኺ 6 ኣዋርሕ ቅሩብ ጎዲሉ ክቕጽል እዩ።

Treasurer Josh Frydenberg at a press conference at Parliament House in Canberra, Monday, July 6, 2020. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING
Treasurer Josh Frydenberg at a press conference at Parliament House in Canberra, Monday, July 6, 2020. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING Source: AAP

ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ካብ ስርሖም ደው ኢሎም ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ደለይቲ ስራሕን ኣታዊታቶም ከይስእኑ ብምሕሳብ ፈደራል መንግስቲ ብ ጆብኪበር ከምኡ’ውን ጆብሲከር (JobKeeper and JobSeeker) ብዝበሃል ናይ ክፍሊት ፕሮግራም ካብ መጋቢት ክሳብ መስከረም ክህቦ ዝጸንሐ ንትወሳኺ ሽዱሽተ ወርሒ ክሳብ መጋቢት 2021 ኣናዊሕዎ። ኽልቲኡ መደባት ንተወሳኺ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እንተተናወሐኳ፡ ኣብ ክልቲኡ መደባት መንግስቲ ዘውጽ ኦ ወጻኢ መጠን ገንዘብ ብ20 ቢልዮን ዶላር ጎዲሉ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ካብ ስርሖም ደው ኢሎም ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ደለይቲ ስራሕን ኣታዊታቶም ከይስእኑ ብምሕሳብ ፈደራል መንግስቲ ብ ጆብኪበር ከምኡ’ውን ጆብሲከር (JobKeeper and JobSeeker) ብዝበሃል ናይ ክፍሊት ፕሮግራም ካብ መጋቢት ክሳብ መስከረም ክህቦ ዝጸንሐ ንትወሳኺ ሽዱሽተ ወርሒ ክሳብ መጋቢት 2021 ኣናዊሕዎ። ኽልቲኡ መደባት ንተወሳኺ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እንተተናወሐኳ፡ ኣብ ክልቲኡ መደባት መንግስቲ ዘውጽ ኦ ወጻኢ መጠን ገንዘብ ብ20 ቢልዮን ዶላር ጎዲሉ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now