Lyon supporters react at a terrace of a bar in Lyon on August 19, 2020 Source: AFPካልኣይ ማዕበል መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ዙርያ ዓለም ኣዚዩ ብዙሕ ቁጽሪ መልከፍቲን ሞትን ኣስዒቡ እዩ። ይኹን እምበር ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ትምህርቲ ብዛዕባ ንኮሮና ቫይረስሕ ብኸመይ ትቃለሶ፡ ኣብዚ እዋን ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ናይቲ ሕማም ዝምልከት ተሞኩሮ ተቐሲሙ ኣሎ።
ካልኣይ ማዕበል መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ዙርያ ዓለም ኣዚዩ ብዙሕ ቁጽሪ መልከፍቲን ሞትን ኣስዒቡ እዩ። ይኹን እምበር ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ትምህርቲ ብዛዕባ ንኮሮና ቫይረስሕ ብኸመይ ትቃለሶ፡ ኣብዚ እዋን ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ናይቲ ሕማም ዝምልከት ተሞኩሮ ተቐሲሙ ኣሎ።