A volunteer is seen during a coronavirus vaccine development announcement in Brisbane, Monday, Source: UNIVERSITY OF QUEENSLAND POOLኣብ ኲንስላንድ ናይ ፈለማ ፈተነ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ሰብ ተጀሚሩ። ነዚ ክታበት ንምውሳድ ፍቓደኛታት ካብዝኾኑ ኣሻሓት ሰባት 120 ሰባት ተመሪጾም ነቲ ክታበት ይወስድዎ ኣለዉ። ኣብ መፋርቕ ዝመጽእ ዓመት እወታዊ ዉጽኢት ክህብ ተስፋ ተነቢርሉ ኣሎ።
ኣብ ኲንስላንድ ናይ ፈለማ ፈተነ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ሰብ ተጀሚሩ። ነዚ ክታበት ንምውሳድ ፍቓደኛታት ካብዝኾኑ ኣሻሓት ሰባት 120 ሰባት ተመሪጾም ነቲ ክታበት ይወስድዎ ኣለዉ። ኣብ መፋርቕ ዝመጽእ ዓመት እወታዊ ዉጽኢት ክህብ ተስፋ ተነቢርሉ ኣሎ።