ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ቅሩብ ሰሙናት ክታበት ክወሃብ'ዪ፡ ኣገባብ ኣወሃህባን ቀዳምነት ዝወሃቦምን ከመይ እዩ ክኸውን?

A woman receives her first dose of the COVID-19 vaccine (AAP) Source: AAP
ኣውስትራሊያ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ንገለ ካብቶም ኣብ ልዕሊ ኮቪድ-19 ዝተቓልዑ ዜጋታታ ክታበት ምሃብ ክትጅምር እያ። እንተኾነ ኣብ ውሽጢ ኣውስትራሊያ ንቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ውፅኢታዊ ክኸውን ምእንቲ እኹል ሰብ ንምኽታብ ብዙሕ ኣዋርሕ ክወስድ ከምዝኽእል ትጽቢት ይግበረሉ ። ብዛዕባ ክታበት ኣውስትራልያ ዝገልጽ ጸብጻብ ።
Share