Tedros Adhanom Ghebreyesus, director general (Salvatore Di Nolfi/Keystone via AP) Source: Keystoneኣብዚ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ጥዕናኡ ንምሕላው ሓድሕድ ሓልዮት ዝድለየሉ እዋን፡ ዉድብ ጥዕና ዓለም ብዝወሰዶም ስጉምቲታት ወቐሳታት ይዘንቦ ኣሎ። እዚ ለበዳ ዓለማዊ ህጹጽ ጉዳይ ጥዕና ኢሉ ከይ ኣወጀ ነዊሕ እዋን ስለዝወሰደ ብተወሳኺ ንረብሓ ቻይና ሰሪሑ ተባሂሉ እዩ እቲ ዓለማዊ ትካል ጥዕና ( W-H-O ) ዝውቀስ ዘሎ። ድሮ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣመሪካ ነቲ ዉድብ ትህቦ ዝነበረት ሚሊዮናት ዶላራት ደው ክብል ኣዚዙ ኣሎ።
ኣብዚ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ጥዕናኡ ንምሕላው ሓድሕድ ሓልዮት ዝድለየሉ እዋን፡ ዉድብ ጥዕና ዓለም ብዝወሰዶም ስጉምቲታት ወቐሳታት ይዘንቦ ኣሎ። እዚ ለበዳ ዓለማዊ ህጹጽ ጉዳይ ጥዕና ኢሉ ከይ ኣወጀ ነዊሕ እዋን ስለዝወሰደ ብተወሳኺ ንረብሓ ቻይና ሰሪሑ ተባሂሉ እዩ እቲ ዓለማዊ ትካል ጥዕና ( W-H-O ) ዝውቀስ ዘሎ። ድሮ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣመሪካ ነቲ ዉድብ ትህቦ ዝነበረት ሚሊዮናት ዶላራት ደው ክብል ኣዚዙ ኣሎ።