Calle de Atocha empty during the corona virus lock down../Sipa USA) Source: Sipa USA Guilermo Guterrez Carrascal / SOምስፋሕፋሕ ኮሮናቫይረስ ንምግታእ ሃገራት ከቢድ ስጉምቲታት ኣብዝወስዳሉ እዋን ኣብ ጥልያን ቁጽሪ ምዉታት ልዕሊ 300 በጺሑ ኣሎ። ምስዚ ተተሓሒዙ ቁጠባ ዓለም ንምድሓን ስጉምቲ ዝውሰድ ዘሎ ኮይኑ ናይ ኣመሪካ ፈደራላዊ ባንክ ወለድ ልቓሕ ዳርጋ ናብ ዜሮ ኣውሪድዎ።
ምስፋሕፋሕ ኮሮናቫይረስ ንምግታእ ሃገራት ከቢድ ስጉምቲታት ኣብዝወስዳሉ እዋን ኣብ ጥልያን ቁጽሪ ምዉታት ልዕሊ 300 በጺሑ ኣሎ። ምስዚ ተተሓሒዙ ቁጠባ ዓለም ንምድሓን ስጉምቲ ዝውሰድ ዘሎ ኮይኑ ናይ ኣመሪካ ፈደራላዊ ባንክ ወለድ ልቓሕ ዳርጋ ናብ ዜሮ ኣውሪድዎ።