ኮሮና ቫይረስ ንምሉእ ዓለም የጨንቕ

People wearing face masks attend a funeral ceremony. (Photo by Adisorn Chabsugnoen / SOPA Images/Sipa USA) Source: Sipa USA Adisorn Chabsugnoen / SOPA Image
ዛጊት 88,000 ሰባት ዝለከፈን 3,000 ሰባት ዝቐሰፈን ኮሮናቫይረስ ኣብ ምሉእ ዓለም የስፋሕፍሕ ኣሎ። ሰብ መዚ ዓዲ እንግሊዝ ዝኸፍአ ግዜ ይመጽእ ከምዘሎ ኣሚኖም ናይ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዖም ኣለዉ።
Share