ዉድብ ጥዕና ዓለም ንኮሮናቫይረስ ዓለማዊ ለበዳ ኢሎ ብምስማይ ኩለን ሃገራት ዓለም ናይ ህጹጽ ኩነታት ግብረመልሲ ክወስዳ ጸዊዑ። ዛጊት ኣብ ዓለም ልዕሊ 100ሽሕ ተለኺፎም ኣሻሓት ሰባት ህይወቶም ሲኢኖሙሉ ዘለዉ ኮሮናቫይረስ ንፈለማ እዋንዩ ዓለማዊ ለበዳ ምዃኑ ተኣዊጁ ዘሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

A man walks past a new James Bond movie advert 'No Time To Die' in London, Britain, EPA/FACUNDO ARRIZABALAGA Source: EPA
Published
Source: SBS
Share this with family and friends