Source: SBSብመንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ካብ ዝተዋህቦም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ፡ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዝኽሰተሉ እዋን ናብ ኣውስትራሊያ ናይ ምኻድ ፍቓድ ከምዝተኸልከሉ SBS ኒውስ ብዝረኸቦ ኣሃዛት ሓቢሩ ። ተጣበቕቲ ከምዝብልዎ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ኣብ ዝርከብ ሓደገኛ ወጺእና ኢሎም ናብ ኣውስትራላኢያ ክ ኣትዉ ቪዛ ተዋሂብዎም ከብቅዑ ኣብ ኣውስትራሊያ ናብ ደሓን ዝኾነ ቦታ ንምእታው ግና ብነፋሪት ከይመጹ ተኸርዲኖም ይርከቡ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ፡ ተጣበቕቲ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕላዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ከምኡ 'ውን ስድራቤት ናይቶም ኣብ ወጻኢ ኣብ ሰንፈላል ዝርከቡ ስደተኛታት ፡ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ቪዛ ዝሓዙ ሰባትብፍሉይ ክ ኣትዉ ክገብር ኣለዎ ይብሉ ። ጸብጻብ
Published
By Henry Zwartz
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብመንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ካብ ዝተዋህቦም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ፡ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣብ ዝኽሰተሉ እዋን ናብ ኣውስትራሊያ ናይ ምኻድ ፍቓድ ከምዝተኸልከሉ SBS ኒውስ ብዝረኸቦ ኣሃዛት ሓቢሩ ። ተጣበቕቲ ከምዝብልዎ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ኣብ ዝርከብ ሓደገኛ ወጺእና ኢሎም ናብ ኣውስትራላኢያ ክ ኣትዉ ቪዛ ተዋሂብዎም ከብቅዑ ኣብ ኣውስትራሊያ ናብ ደሓን ዝኾነ ቦታ ንምእታው ግና ብነፋሪት ከይመጹ ተኸርዲኖም ይርከቡ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ፡ ተጣበቕቲ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ላዕላዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ከምኡ 'ውን ስድራቤት ናይቶም ኣብ ወጻኢ ኣብ ሰንፈላል ዝርከቡ ስደተኛታት ፡ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ቪዛ ዝሓዙ ሰባትብፍሉይ ክ ኣትዉ ክገብር ኣለዎ ይብሉ ። ጸብጻብ