Medical consultation aged care dr visit Credit: Getty Images/Geber86 Source: Getty Images/Geber86ነቶም ኣብ ሕማም ረሲዕ ዝርከቡ ኣባላት ቤተሰብ ኣብቲ ኣገዳሲ እዋን ክንክን ምግባር ኣጸጋሚ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን ለበዳ ስድራቤታት ነዞም ኣብ ከምዚ ሕማም ዘለዉ ኣዝማድ ግቡእ ክንክን ምሃብ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ ኪኢላታት ይዛረቡ።
ነቶም ኣብ ሕማም ረሲዕ ዝርከቡ ኣባላት ቤተሰብ ኣብቲ ኣገዳሲ እዋን ክንክን ምግባር ኣጸጋሚ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን ለበዳ ስድራቤታት ነዞም ኣብ ከምዚ ሕማም ዘለዉ ኣዝማድ ግቡእ ክንክን ምሃብ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ ኪኢላታት ይዛረቡ።