Sweets – Getty Images Source: Getty Imagesክልተ ሲሶ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ካብ ዝነብሩ እኹላት ሰባት፡ ክብደቶም ልዕሊ ዝግባእ ዓቐን እዩ ወይ ዝኸስዑ እዮም። ኪእላታት መግቢ ከምዝገልጽዎ ሸውሃትና ንምቁር ነገር ወትሩ ክፉት እዩ። ንኣብነት ኣውስትራሊያዊያን ብገምጋም መዓልታዊ 26 ናይ ሻሂ ማንካ ዝከውን ሽኮር ይበልዑ። በዚ ድማ ጥዑይ ሚዛን ንኽህልዎም ኣብ ቃልሲ ይነብሩ። ካብ ትበልዖ መግቢ ብኸመይ ሽኮር ኣጉዲልካ ጥዑይ ሰብነት ንኽህልወካ ኪኢላታት ተወኪስና ብከምዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።
ክልተ ሲሶ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ካብ ዝነብሩ እኹላት ሰባት፡ ክብደቶም ልዕሊ ዝግባእ ዓቐን እዩ ወይ ዝኸስዑ እዮም። ኪእላታት መግቢ ከምዝገልጽዎ ሸውሃትና ንምቁር ነገር ወትሩ ክፉት እዩ። ንኣብነት ኣውስትራሊያዊያን ብገምጋም መዓልታዊ 26 ናይ ሻሂ ማንካ ዝከውን ሽኮር ይበልዑ። በዚ ድማ ጥዑይ ሚዛን ንኽህልዎም ኣብ ቃልሲ ይነብሩ። ካብ ትበልዖ መግቢ ብኸመይ ሽኮር ኣጉዲልካ ጥዑይ ሰብነት ንኽህልወካ ኪኢላታት ተወኪስና ብከምዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።