Source: Getty Imagesነቶም ዝዓበዩ ደቅና ገንዘብ ከነልቅሖም ይግባእዶ ኣይግባእን? ነቶም ብፍቕሪን ክንክንን ደቆም ዘዕበዩ ወለዲ ናይዚ መልሲ ፍሉጥ እዩ። ኪኢላታት ግና ቅድሚ ንጥሮታኻ ተዋህልሎ ገንዘብ ምጉዳሉ ጥንቃቐ ክውሰድ ይምዕዱ።
ነቶም ዝዓበዩ ደቅና ገንዘብ ከነልቅሖም ይግባእዶ ኣይግባእን? ነቶም ብፍቕሪን ክንክንን ደቆም ዘዕበዩ ወለዲ ናይዚ መልሲ ፍሉጥ እዩ። ኪኢላታት ግና ቅድሚ ንጥሮታኻ ተዋህልሎ ገንዘብ ምጉዳሉ ጥንቃቐ ክውሰድ ይምዕዱ።