SKIP TO MAIN CONTENT

ታሪካዊ ወጀራት 20 ዓዲ ብዓይኒ ፕሮፍሰር ደ/ር ሓጎስ አብርሃ

tsegay
tsegay Source: tsegay

እዚ ከባቢ በተፈጥረኣዊ ፀጋታት ሃብታም ዘነበረን እቲ ሕ/ሰብ ድማ ነዚ ሃበቲ ተኣማሚኑ ምስ ትምህርቲ፣ ንግዲ፣ ኢንቨስተመንቲን ዝመሳሰሉን ከይተላለየ ፀኒሑ፣፣ኣብቲ ከባቢ ደመር ዘበሃል ሕጊ አንዳባ ኩሎም ማዕረ እዮም ዝብል እምነት ማ/ሰብ ዝዓቀበን ካብ ፈጣሪ ወፃእ ላዕለዋይ ገዛኢ የለን ዝብል መርገጺ ዘቐፀለን እዩብዛዕባ እዚ ምስ አቦ ወንበር ኮሚቴ ምትእክካብ አቶት ወጀራት 20 ዓዲ ሓጋዚ ፕሮፍሰር ደ/ር ሓጎስ አብርሃ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ቀሪቡ አሎ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ከባቢ በተፈጥረኣዊ ፀጋታት ሃብታም ዘነበረን እቲ ሕ/ሰብ ድማ ነዚ ሃበቲ ተኣማሚኑ ምስ ትምህርቲ፣ ንግዲ፣ ኢንቨስተመንቲን ዝመሳሰሉን ከይተላለየ ፀኒሑ፣፣ኣብቲ ከባቢ ደመር ዘበሃል ሕጊ አንዳባ ኩሎም ማዕረ እዮም ዝብል እምነት ማ/ሰብ ዝዓቀበን ካብ ፈጣሪ ወፃእ ላዕለዋይ ገዛኢ የለን ዝብል መርገጺ ዘቐፀለን እዩብዛዕባ እዚ ምስ አቦ ወንበር ኮሚቴ ምትእክካብ አቶት ወጀራት 20 ዓዲ ሓጋዚ ፕሮፍሰር ደ/ር ሓጎስ አብርሃ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ቀሪቡ አሎ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now