ካብ ኣየር ማይ ትቐድሕ ተክኖሎጂ ንህይወት ኬንያዊያን ትልውጥ

Waterdrops on window glass with colourful background . Source: Moment RF / kiszon pascal/Getty Images
ካብ ኣየር ብኣማእታት ሊትሮ ማይ ክሓፍስ ዝኽእል ሓድሽ ቴክኖሎጂ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ድርቂ ንምምካት ክሕግዝ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ። ጸብጻባት ከምዝሕብርዎ ፡ ድሮ እዚ ተክኖሎጅ ኣቢሉ ናይ ብዙሕ ሂወት ኣብ ኬንያ ይቕይር ኣሎ ።
Share