Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ኣኹሪዕካና ኣጉወክ!

Aguek Neyok supplied by David chiengkue
Aguek Neyok supplied by David chiengkue Source: Aguek Neyok supplied by David chiengkue

ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ኣትሒዘ ተደጋጋሚ ዝሰምዖ ቃል ረሲዝም ዝብል'ዩ፡ ብ ዓሌት፡ ብሕብሪ ቆርበትን ወይ ብሃማኖትን ዝግበር ኣድልዎ ንምግላጽ ማለትዩ። ነዚ ኣበሃህላ ወትሩ እናሰማዕኩ እምበኣርዩ ካብ ከተማ ብርዝቤን ሓደ ዜና ንኩለን ሜዲያታት ሃንደበት ዝዓብለለን፡ እቲ ፍጻመ ተራ ፍጻመን ነናይ ዕለቱ ዜና ገይረ ክሓልፎ ግና ኣይከኣልኩን። ከም ኮነ ኢልካ ንሓደ ጽቡቕ ታሪኽ ዘዳለካዮም ተዋሳእቲ ወይ ካራክተርስ፡ ናይ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ዓሌት ዘለዎም ዝተዋስእሉ ግናከ ከም ዘሕዝን ዛንታ ፊልም ወይትራጀዲ ናይቲ ህይወት ሓደ ሰብ ብምሕላፍዩ ተዛዚሙ። ናብቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ናይቶም ሰለስተ ጎሊሖም ዝተራእዩ ካራክተራት ጭልፍ ኣቢለ ከካፍለኩም፡

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ኣትሒዘ ተደጋጋሚ ዝሰምዖ ቃል ረሲዝም ዝብል'ዩ፡ ብ ዓሌት፡ ብሕብሪ ቆርበትን ወይ ብሃማኖትን ዝግበር ኣድልዎ ንምግላጽ ማለትዩ። ነዚ ኣበሃህላ ወትሩ እናሰማዕኩ እምበኣርዩ ካብ ከተማ ብርዝቤን ሓደ ዜና ንኩለን ሜዲያታት ሃንደበት ዝዓብለለን፡ እቲ ፍጻመ ተራ ፍጻመን ነናይ ዕለቱ ዜና ገይረ ክሓልፎ ግና ኣይከኣልኩን። ከም ኮነ ኢልካ ንሓደ ጽቡቕ ታሪኽ ዘዳለካዮም ተዋሳእቲ ወይ ካራክተርስ፡ ናይ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ዓሌት ዘለዎም ዝተዋስእሉ ግናከ ከም ዘሕዝን ዛንታ ፊልም ወይትራጀዲ ናይቲ ህይወት ሓደ ሰብ ብምሕላፍዩ ተዛዚሙ። ናብቲ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ናይቶም ሰለስተ ጎሊሖም ዝተራእዩ ካራክተራት ጭልፍ ኣቢለ ከካፍለኩም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now