ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዩወሪ ሙሰቨኒ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ፥ ተቓወምቲ ግን ንውጽኢት ምርጫ ይነጽግዎ፥ መልሲ ተዓዛቢ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝተፈጸመ ቅትለትን ናይ ኣሽሓት ሰባት ማእሰርትን፥ ካምፓላ ካብ ኣፍሪቃ ንኽትነብረላ ዝመችአት ከተማ ተባሂላ፥
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends