ሜሮን ኣብርሃም ካብ ዝመጽእ ወቕቲ 2018 ጀሚሩ ምስ ኤዉሮጳዊት ጋንታ ባይክ አይድ ተሰሊፉ ክወዳደር ዉዕል ተፈራሪሙ: ታምራት ቶላን ወርቅነሽ ደገፋን ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተዓወትሉ ማራቶን ዱባይ ተመሊሶም ክወዳደሩ ምዃኖም ተፈሊጡ: ስፖርት አፍሪቃ 2017 ከመይ ተገምጊሙ?: አብ 2018 ፖለቲካን ስፖርትን ክራጸሙ ብጋህዲ ክንርኢ ኢና!::
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

