Source: Getty Images IAAF Twitter EPA FKFለሚ ብርሃኑን ዋጋነሽ መካሻን ኣብ ውድድር ማራቶን ኣብ ቻይና፡ ማሬ ዲባባ ኸኣ ኣብ ስኮትላንድ ተዓዊቶም፡ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ድርብ ግጥማታ ኣንጻር ኢትዮጵያ እናቐረቡ ኣብ ዝኸድሉ እዋን ንምድላው ዝኾና ገንዘብ ክሳብ ሕጂ ካብ መንግስቲ ኣይተዋህበንን ኢላ፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ ኦስትርያ ተዛዚሙ፡ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንፍልስጤማዊት መንእሰይ ተጣባቒት ናይ ክብሪ ኣቀባብላ ብምግባራ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓባት ከየኸትል ተሰጊኡ:
ለሚ ብርሃኑን ዋጋነሽ መካሻን ኣብ ውድድር ማራቶን ኣብ ቻይና፡ ማሬ ዲባባ ኸኣ ኣብ ስኮትላንድ ተዓዊቶም፡ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ድርብ ግጥማታ ኣንጻር ኢትዮጵያ እናቐረቡ ኣብ ዝኸድሉ እዋን ንምድላው ዝኾና ገንዘብ ክሳብ ሕጂ ካብ መንግስቲ ኣይተዋህበንን ኢላ፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ ኦስትርያ ተዛዚሙ፡ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንፍልስጤማዊት መንእሰይ ተጣባቒት ናይ ክብሪ ኣቀባብላ ብምግባራ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓባት ከየኸትል ተሰጊኡ: