Source: Watson Joe Opendemocracy Fifafly Goal Telegraph Kramon Dauphineዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ 2018 ዝመጽእ ቀዳም 7 ሓምለ ጀሚሩ ክካየድ'ዩ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ንጋንታ ትረክ ሰጋፍረዶ ወኪሉ ተመሪጹ፡ ከም'ቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት (ክሳብ መደብና ዘዳለናላ እዋን) ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፉ አይመስልን፡ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ሩስያ 2018 ጉዕዞ መሲ፡ ሮናልዶን ኢንየስታን ኣብቂዑ ጉዕዞ ኪልያን ‘ምባፐን ካልኦት መንእሰያትን ይጅምር፡
ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ 2018 ዝመጽእ ቀዳም 7 ሓምለ ጀሚሩ ክካየድ'ዩ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ንጋንታ ትረክ ሰጋፍረዶ ወኪሉ ተመሪጹ፡ ከም'ቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት (ክሳብ መደብና ዘዳለናላ እዋን) ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፉ አይመስልን፡ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ሩስያ 2018 ጉዕዞ መሲ፡ ሮናልዶን ኢንየስታን ኣብቂዑ ጉዕዞ ኪልያን ‘ምባፐን ካልኦት መንእሰያትን ይጅምር፡