SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/09/2018)

Weekly Sport (03/09/2018)
Source: IAAF FanaBC Stiehl CGTN Ahramonline TDD

ሰሎሞን ባሬጋ ሓድሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡ ኣህጉራዊ ትካል ጸረ ዶፒንግ (ዋዳ) ንኣትሌታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝከታተል ሓድሽ ላቦራቶሪ ኣብ ናይሮቢ ክኸፍት’ዩ፡ ኢትዮጵያ መበል 14 ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ከተተኣናግድ’ያ: መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢሳጳኛ ሓምሻይ መድረኽ ካብ’ቶም ናይ’ቲ መዓልቲ ብሉጻት 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ወዲኡ፡ ንሃገራት ኤስያ ዝውክሉ ኣፍሪቃ ዝመበቆሎም ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ኣትለቲክስ ኤስያ ክትዓት ይፈጥሩ፡ ሞ ሳላሕ ምስ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ዘለዎ ጸገም ብቕልጡፍ ክፍታሕ ይጠልብ

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሎሞን ባሬጋ ሓድሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡ ኣህጉራዊ ትካል ጸረ ዶፒንግ (ዋዳ) ንኣትሌታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝከታተል ሓድሽ ላቦራቶሪ ኣብ ናይሮቢ ክኸፍት’ዩ፡ ኢትዮጵያ መበል 14 ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ከተተኣናግድ’ያ: መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢሳጳኛ ሓምሻይ መድረኽ ካብ’ቶም ናይ’ቲ መዓልቲ ብሉጻት 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ወዲኡ፡ ንሃገራት ኤስያ ዝውክሉ ኣፍሪቃ ዝመበቆሎም ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ኣትለቲክስ ኤስያ ክትዓት ይፈጥሩ፡ ሞ ሳላሕ ምስ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ዘለዎ ጸገም ብቕልጡፍ ክፍታሕ ይጠልብ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now