Source: IAAF Facebook Umuseke SakalSports ABCኣብ ማራቶን ቫለንስያ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ በቋራጭ መንገዲ ሰሪቖም ውድድሮም ዝዛዘሙ ኣትሌታት ማራቶን ብካሜራ ተታሒዞም መቕጻዕቲ ተበይንዎም፡ ሲየራልዮን ካብ ፊፋ ድሕሪ ምስጓጋ ዕድል ኢትዮጵያ ንምሕላፍ ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣኽቲሙ ኬንያን ጋናን መነን ቀዳመይቲ ኮይና ትሓልፍ ኣብ ዝመጽእ ግጥመን ክውስና’የን፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን’ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳምይ ናይ’ዚ ዓመት’ ተሓጽዮም፡
ኣብ ማራቶን ቫለንስያ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ በቋራጭ መንገዲ ሰሪቖም ውድድሮም ዝዛዘሙ ኣትሌታት ማራቶን ብካሜራ ተታሒዞም መቕጻዕቲ ተበይንዎም፡ ሲየራልዮን ካብ ፊፋ ድሕሪ ምስጓጋ ዕድል ኢትዮጵያ ንምሕላፍ ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣኽቲሙ ኬንያን ጋናን መነን ቀዳመይቲ ኮይና ትሓልፍ ኣብ ዝመጽእ ግጥመን ክውስና’የን፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን’ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳምይ ናይ’ዚ ዓመት’ ተሓጽዮም፡