SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/06/18)

Weekly Sport (04/06/2018)
Source: Twitter Dailymail Africasteam Getty

ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት: ጽጋቡ ግርማይ: ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ክራይተርዮን ዱ ዶፊን ይሳተፉ'ለዉ: ኢትዮጵያዉያን ኣትሌታት ኣብ ቦልደር ቦልደር ይዕወቱ: ኢሳይያስ ጂራ ሓድሽ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመሪጹ: ፍርናሽ ዘገዓዕዙ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ከይፈለጡ ስም ዝርዝር ሃገራዊት ጋንትኦም ኣቃሊዖም:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት: ጽጋቡ ግርማይ: ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ክራይተርዮን ዱ ዶፊን ይሳተፉ'ለዉ: ኢትዮጵያዉያን ኣትሌታት ኣብ ቦልደር ቦልደር ይዕወቱ: ኢሳይያስ ጂራ ሓድሽ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመሪጹ: ፍርናሽ ዘገዓዕዙ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ከይፈለጡ ስም ዝርዝር ሃገራዊት ጋንትኦም ኣቃሊዖም:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now