ገንዘበ ዲባባ ሓድሽ ዓመት ብዓወት ናብ ውድድር ተመሊሳ፡ ዳንኤል ተኸለሃይማኖት ምስ ጋንታ ኮፊደስ ተጸንቢሩ፡ መርሃዊ ቅዱስ አብ ቫለንስያ ዝድነቅ ምንቅስቃስ ኣርእዩ፡ ሞሮኮ ተዓዋቲት ሻምፒዮና ሃገራት አፍሪቃ ኮይና ሱዳን ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ጎልጎል መብራህቱ ንኣውስትራልያ አብ ዋንጫ ዓለም ክስለፍ ምስ ሓድሽ አሰልጣኒ ዝሓሸ ዕድል የቋምት
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

