ገንዘበ ዲባባ ኣብ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ ድርብ መዳልያታት ወርቂ ዓቲራ፡ መንእሰያት ዮሚፍ ከጀልቻን ሳሙኤል ተፈራን ከኣ ነብሲ ወከፎም ወርቂ ተሰሊሞም፡ ኤርትራዊ ሃኒባል ተስፋይ ኣብ ኣህጉራዊ ዙር መዲተራንያን ጎብለል ዓቐብ ኮይኑ፡ ሜዳታት ኩዕሶ እግሪ ኣብ ኢትዮጵያ ቦታታት ኲናት ኮይኖም፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

