Source: IAAF Alvinet abc7NY Sportsworlduganda Inspiremoreንሓንቲ ንእሽቶ ቤተ መጻሕፍቲ ገዛ ኽራይ ከቢርዋ ክትግዕዝ 250 ሰባት ጎድኒ ጎድኒ ደው ብምባል መጻሕፍታ እናተቐባበሉ ናብ ሓድሽ ኣዳራሽ ኣገዓዒዞማ: ኣብ ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ጽሬት ኣየር ዝቆጻጸር መሳርሒ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ: ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደሲሳ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ተዓዊቱ: ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብርሃም መብራህቱ ኣንጻር ጋና እትገጥም 23 ዝኣባላታ ጋንታ ሰምዩ:
ንሓንቲ ንእሽቶ ቤተ መጻሕፍቲ ገዛ ኽራይ ከቢርዋ ክትግዕዝ 250 ሰባት ጎድኒ ጎድኒ ደው ብምባል መጻሕፍታ እናተቐባበሉ ናብ ሓድሽ ኣዳራሽ ኣገዓዒዞማ: ኣብ ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ጽሬት ኣየር ዝቆጻጸር መሳርሒ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ: ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደሲሳ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ተዓዊቱ: ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብርሃም መብራህቱ ኣንጻር ጋና እትገጥም 23 ዝኣባላታ ጋንታ ሰምዩ: