SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/08/2018)

Weekly Sport (06/08/2018)
Source: IAAF Stiehl CNN TN FIFA

ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ 2018 ናይጀርያ ተኻይዱ፡ ኣዳለውቲ ወቐሳታት ይዘንቦም፡ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2018 ብዘይ ኤርትራ ይካየድ ኣሎ፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ግን ምስ ገጋንትኦም ኣብ ዝተፈላለየ ዙራት ኣብ ኤውሮጳ ይሳተፉ’ለው፡ ግዝያዊ ዝርዝር ኣስማት ተመረጽቲ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ኣብርሃም መብራህቱ ተዘርጊሑ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ ናብ ዓሌታዊ ኣድልዎነት ዘድሃበ ወቐሳታትን ዘልፋታትን ኣብ ላዕሊ ጸለምት ኣትሌታትን ካልኦትን ምዝናቡን ዘስዓቦ ግብረመስሊ:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ 2018 ናይጀርያ ተኻይዱ፡ ኣዳለውቲ ወቐሳታት ይዘንቦም፡ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2018 ብዘይ ኤርትራ ይካየድ ኣሎ፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ግን ምስ ገጋንትኦም ኣብ ዝተፈላለየ ዙራት ኣብ ኤውሮጳ ይሳተፉ’ለው፡ ግዝያዊ ዝርዝር ኣስማት ተመረጽቲ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ኣብርሃም መብራህቱ ተዘርጊሑ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ ናብ ዓሌታዊ ኣድልዎነት ዘድሃበ ወቐሳታትን ዘልፋታትን ኣብ ላዕሊ ጸለምት ኣትሌታትን ካልኦትን ምዝናቡን ዘስዓቦ ግብረመስሊ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now