ኣብ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ 2018 ታረሳ ቶሎሳ ብሉጽ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ: ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ተጻወቲ ንዳኛ ድሕሪ ምህራሞም ኩሉ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ደው ክብል አዚዙ: ጂሮ ዲ'ኢታልያ 2018 ንፈለማ ግዜ ካብ ኤውሮጳ ወጻኢ አብ ጥንታዊ ከተማ ኢየሩሳሌም ተጀሚሩ: ናትናኤል ብርሃነ እንኮ ኤርትራዊ ኣብ ጂሮ፡ ሞ ሳላሕ'ዶ መንግስቲ ግብጺ ይስዕር?:
Share

Published
By SBS Tigriinya
Source: SBS
Share this with family and friends

