SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/01/2018)

Weekly Sport (08/01/2018)
Source: IAAF Africasteam BBC

ኢትዮጵያውያን አትሌታት አብ ቻይና፡ ሞሮኮን ስፐይንን አብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ዳይመንሽን ዳታ ኤርትራዊ አማኑኤል ገብረእግዚአብሄር ዝርከቦም ኣብ ዓመተ 2018 ዝተጸንበርዋ ሽዱሽተ ሓደስቲ ተቐዳደምቲ ብወግዒ ኣፋሊጣ፡ ፕረዚደንት ፈ/ኩ/እግሪ ኢትዮጵያ ክኾኑ ሓሙሽተ ሕጹያት ንውድድር ክቀርቡ'ዮም፡ ግብጺ መዓስ'ያ አፍሪቃዊት?

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያውያን አትሌታት አብ ቻይና፡ ሞሮኮን ስፐይንን አብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ዳይመንሽን ዳታ ኤርትራዊ አማኑኤል ገብረእግዚአብሄር ዝርከቦም ኣብ ዓመተ 2018 ዝተጸንበርዋ ሽዱሽተ ሓደስቲ ተቐዳደምቲ ብወግዒ ኣፋሊጣ፡ ፕረዚደንት ፈ/ኩ/እግሪ ኢትዮጵያ ክኾኑ ሓሙሽተ ሕጹያት ንውድድር ክቀርቡ'ዮም፡ ግብጺ መዓስ'ያ አፍሪቃዊት?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now