SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/10/2018)

Weekly Sport (08 10 2018)
Source: IAAF Hadas Eritrea Stiehl Touchsports

ኣብ ማራቶን ቺካጎ መሓመድ ፋራሕ ንኢትዮጵያዊ ሞስነት ገረመው ቀዲሙ ሓድሽ ክብረወሰን ኤውሮጳ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡ ኣርጀንቲና ኣብ እተአንግዶ 3ይ ኦሎምፒክስ ዓለም መንእሰያት 2018 ትሳተፍ ጋንታ ኤርትራ ናብ ቦይነስኣይረስ ከይዳ፡ ኣብ ጂሮ ደል ኤማልያ መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ብርሃነን ንዳይመንሽን ዳታ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ ኣሰልጣኒ ኣብርሃም መብራህቱ ዝመረጻ 26 ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ምድላዋታ ኣብ ባህር ዳር ጀሚራ፡ ኲሊቱ ንሓብቱ ክህብ ዝተበገሰ ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ህይወት ሓብቱ ክቕይር’ዩ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ማራቶን ቺካጎ መሓመድ ፋራሕ ንኢትዮጵያዊ ሞስነት ገረመው ቀዲሙ ሓድሽ ክብረወሰን ኤውሮጳ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡ ኣርጀንቲና ኣብ እተአንግዶ 3ይ ኦሎምፒክስ ዓለም መንእሰያት 2018 ትሳተፍ ጋንታ ኤርትራ ናብ ቦይነስኣይረስ ከይዳ፡ ኣብ ጂሮ ደል ኤማልያ መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ብርሃነን ንዳይመንሽን ዳታ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ ኣሰልጣኒ ኣብርሃም መብራህቱ ዝመረጻ 26 ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ምድላዋታ ኣብ ባህር ዳር ጀሚራ፡ ኲሊቱ ንሓብቱ ክህብ ዝተበገሰ ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ህይወት ሓብቱ ክቕይር’ዩ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now