SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/04/2018)

Weekly Sport (09/04/2018)
Source: IAAF Twitter Cyclingstats Dimensiondata

ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ አማኑኤል ገብረእግዚአብሄርን ጽጋቡ ግርማይን ኣብ Vuelta Ciclista al Pais Vasco 2018 ተሳቲፎም; ኢስታንቡል፡ ሮማን ሃኖቨርን ዓወታት ኢትዮጵያውያን አትሌታት የቃልሓ; ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ኮንፈደረሽን ኣፍሪቃ ዝሳተፋ ዘለዋ ክልተ ኢትዮጵያዉያን ክለባት ዝተፈላለየ ዉጽኢት ኣመዝጊበን; ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ንሊብያ ብገፊሕ 8-0 ስዒራታ; ናሕሲ አዳራሽ መሐንበሲ ብዘይምህላው ኣውስትራልያዊት አትሌት ብቁሩብ ተሳዒራ::

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ አማኑኤል ገብረእግዚአብሄርን ጽጋቡ ግርማይን ኣብ Vuelta Ciclista al Pais Vasco 2018 ተሳቲፎም; ኢስታንቡል፡ ሮማን ሃኖቨርን ዓወታት ኢትዮጵያውያን አትሌታት የቃልሓ; ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ኮንፈደረሽን ኣፍሪቃ ዝሳተፋ ዘለዋ ክልተ ኢትዮጵያዉያን ክለባት ዝተፈላለየ ዉጽኢት ኣመዝጊበን; ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ንሊብያ ብገፊሕ 8-0 ስዒራታ; ናሕሲ አዳራሽ መሐንበሲ ብዘይምህላው ኣውስትራልያዊት አትሌት ብቁሩብ ተሳዒራ::

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now