Source: Mirror Madote Twitter Eurosport KFGO Independent Firenews Australianewsአብ ውድድር ጉያ እግሪ 5000ሜ አልማዛዊ ሊግ ሎዛን አትሌታት ኢትዮጵያ ክዋጠጡ ክብሉ ተሳዒሮም፡ ፕሮፌሽናል መንእሰይ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ አሌክሳንደር ኢሳቅ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ አብ ዙር ፈረንሳ ዝሳተፍ ዘሎ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ወዲቁ ብሽክለትኡ ተበላሽያ ውድድሩ አቋሪጹ፡ ስዕረት አብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም አብ ገለ ተጻወቲ ጸገም ብምፍጣር ምፍርራሓት መቅተልቲ የኸትል አሎ፡
አብ ውድድር ጉያ እግሪ 5000ሜ አልማዛዊ ሊግ ሎዛን አትሌታት ኢትዮጵያ ክዋጠጡ ክብሉ ተሳዒሮም፡ ፕሮፌሽናል መንእሰይ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ አሌክሳንደር ኢሳቅ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ አብ ዙር ፈረንሳ ዝሳተፍ ዘሎ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ወዲቁ ብሽክለትኡ ተበላሽያ ውድድሩ አቋሪጹ፡ ስዕረት አብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም አብ ገለ ተጻወቲ ጸገም ብምፍጣር ምፍርራሓት መቅተልቲ የኸትል አሎ፡