Source: Goal IAAF Twitter Thenewtimesሳይሞን ሙሴን ጋንታ ሰምበልን ኣብ ዙር ዱ ፋሶ ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ንዓዲ ተመሊሶም፡ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም መጻረዪ ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሩዋንዳ ንኢትዮጵያ 3-2 ስዒራታ፡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶናት ሃንግዙ፡ ቻይናን፡ ደስ ኣልፕስ ማሪታይምስ፡ ፈረንሳን ድርብ ዓወታት ብኽልቲኡ ጾታ ኣመዝጊቦም፡ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንዓበይቲ 2017 ኤርትራን ጂቡን ብሊብያን ዚምባብወን ክትካኣ ምዃነን ተገሊጹ፡
ሳይሞን ሙሴን ጋንታ ሰምበልን ኣብ ዙር ዱ ፋሶ ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ንዓዲ ተመሊሶም፡ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም መጻረዪ ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሩዋንዳ ንኢትዮጵያ 3-2 ስዒራታ፡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶናት ሃንግዙ፡ ቻይናን፡ ደስ ኣልፕስ ማሪታይምስ፡ ፈረንሳን ድርብ ዓወታት ብኽልቲኡ ጾታ ኣመዝጊቦም፡ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ንዓበይቲ 2017 ኤርትራን ጂቡን ብሊብያን ዚምባብወን ክትካኣ ምዃነን ተገሊጹ፡