ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣንጻር ኣልጀርያ ትገጥም: ቅድድም ብሽክለታ ዙር ኣልጀርያ ይቕጽል: ሓኪም ሃገራዊት ጋንታ ጉያ እግሪ ኢትዮጵያ ነዚ እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ምውሳድ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ኣዝዩ ዘሻቕል ክብል ገሊጽዎ: ምእማን ሩስያዊት ማርያ ሻራፖቫ ዘይሕጋዊ መድሃኒት ምውሳዳን ሳዕቤናቱን:
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends