SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/09/2018)

Weekly Sport (10/09/2018)
Source: IAAF Goal Stiehl Thenation Dehai

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣበበ ነገዎ ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሚኒስክ ተዓዊቱ፡ መንእሰይ ሚኪኤል ዮኤል ንኤርትራ ወኪሉ አብ አህጉራዊ ውድድራት ዝተዓወተ ፈላማይ ኮይኑ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2019 ኢትዮጵያ ንሴራልዮን 1-0 ስዒራታ፡ ቩወልታ ኣ ኢስጳኛ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን መርሃዊ ቅዱስ ኣብ መድረኽ 13 ብሉጽ 6ይ ተርታ ሒዙ ወዲኡ፡ ናይክ/ናይኪ ዝምውሎ ፍሉጥ ጸሊም ኣሜሪካዊ ኮሊን ካፐርኒክ ዝገጹ መወዓውዒ ተቓወምትን ደገፍትን ፈጢሩ፡ ነቲ ትካል ግን መኽሰባዊ ማና የውርደሉ:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣበበ ነገዎ ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሚኒስክ ተዓዊቱ፡ መንእሰይ ሚኪኤል ዮኤል ንኤርትራ ወኪሉ አብ አህጉራዊ ውድድራት ዝተዓወተ ፈላማይ ኮይኑ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2019 ኢትዮጵያ ንሴራልዮን 1-0 ስዒራታ፡ ቩወልታ ኣ ኢስጳኛ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን መርሃዊ ቅዱስ ኣብ መድረኽ 13 ብሉጽ 6ይ ተርታ ሒዙ ወዲኡ፡ ናይክ/ናይኪ ዝምውሎ ፍሉጥ ጸሊም ኣሜሪካዊ ኮሊን ካፐርኒክ ዝገጹ መወዓውዒ ተቓወምትን ደገፍትን ፈጢሩ፡ ነቲ ትካል ግን መኽሰባዊ ማና የውርደሉ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now