ጎይትኦም ክፍለ ፍርቂ ማራቶን ካጋዋ ማሩጋመ ተዓዊቱ: ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ CHAN 2016 ብዓወት ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ተዛዚሙ: ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ዩናይትድ ስቴትስ ለበዳ ቫይረስ ዚካ ከምዘሰከፈን ይገልጻ: ጽጋቡ ኣስመላሽ ኣብ ዙር ፈረንሳ ክሳተፍ ኣብ ኣፈናዊ ዝርዝር ጋንትኡ ላምፕረ መሪዳ ኣትዩ: ጸብጻብ ዙራት ዱባይን ዶሓን
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends