SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/12/2017)

Weekly Sport (11/12/2017)
Source: IAAF Twitter CapitalfmKenya Gaboneco La Aficion

ኣብ ግጥማት ሴካፋ ኬንያ 2017 ትሳተፍ ዘላ ኢትዮጵያ ጸገም ዕጥቅታት ኣጋጢምዋ፡ ኢትዮጵያ አብ ወሳኒ ሳልሳይ ምድባዊ ግጥም ማዕረ ብምውጻአ ከይሓለፈት ተሪፋ፡ አብ ቻይና ብደረጃ ጋንታ ዓወት ዘመዝገበት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ሰምበል አስመራ ተመሊሳ: አብ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታት ትሮፒካለ አሚሳ ቦንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኽካ ተሳተፍቲ ሃገራት ተረጋጊጸን፡ አብ ማራቶናት መክሲኮን ቻይናን ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓብላሊ ዓወታት አመዝጊቦም፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ግጥማት ሴካፋ ኬንያ 2017 ትሳተፍ ዘላ ኢትዮጵያ ጸገም ዕጥቅታት ኣጋጢምዋ፡ ኢትዮጵያ አብ ወሳኒ ሳልሳይ ምድባዊ ግጥም ማዕረ ብምውጻአ ከይሓለፈት ተሪፋ፡ አብ ቻይና ብደረጃ ጋንታ ዓወት ዘመዝገበት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ሰምበል አስመራ ተመሊሳ: አብ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታት ትሮፒካለ አሚሳ ቦንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኽካ ተሳተፍቲ ሃገራት ተረጋጊጸን፡ አብ ማራቶናት መክሲኮን ቻይናን ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓብላሊ ዓወታት አመዝጊቦም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now