Source: IAAF Twitter Realestateethiopia Face2face Olympics Insidethegames ekpoesito Cyclingnewsግጥማት ኦሎምፒክስ ሓጋይ ፒዮንቻን 2018 ተጀሚሩ፡ ኤርትራ ንፈለማ ግዜአ ክትሳተፍ ብሻነን ኣበዳ ባንዴራኣ ብምንብልባል አብ መኽፈቲ ስነስርዓት መሪሻ፡ ጽዋዕ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ንምርኢት ኣፍቀርቲ ስፖርት ዑደት ክትገብር አዲስ አበባ ክትአቱ'ያ፡ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ምስ ሓዳስ ጋንትኡ አብ ዙር ዱባይ 2018 ተቀዳዲሙ፡ ኣብ ናይጀርያ፡ ኢጣልያን ስፐይንን ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓወት የመዝግቡ፡
ግጥማት ኦሎምፒክስ ሓጋይ ፒዮንቻን 2018 ተጀሚሩ፡ ኤርትራ ንፈለማ ግዜአ ክትሳተፍ ብሻነን ኣበዳ ባንዴራኣ ብምንብልባል አብ መኽፈቲ ስነስርዓት መሪሻ፡ ጽዋዕ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ንምርኢት ኣፍቀርቲ ስፖርት ዑደት ክትገብር አዲስ አበባ ክትአቱ'ያ፡ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ምስ ሓዳስ ጋንትኡ አብ ዙር ዱባይ 2018 ተቀዳዲሙ፡ ኣብ ናይጀርያ፡ ኢጣልያን ስፐይንን ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓወት የመዝግቡ፡