Source: IAAF Seihl BTA Twitter AFPመስከረም አሰፋ ተዓዋቲት ማራቶን ናጎያ፡ እታገኝ ወልዱ ዕውትቲ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ኮይነን፡ አብ ሊዝበን ዮሃንስ ገብረገርሽ ካልአይ፡ ትጽቢት ዝተነብረሉ ዘርኢሰናይ ከአ ሻድሻይ ወጺኦም፡ ናትናኤል ብርሃነ አብ ውድድር ኒስ ፓሪስ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፡ መሬት ክንወሃብ ቃል ስለዝተኣትወልና ኢና ዓወት ነመዝግብ ዘለና - ዮሚፍ ከጀልቻ፡ ጠቐነታት ጋዜጣታት ብሪጣንያ አብ ልዕሊ ገንዘበ ዲባባ ካብ ቅንኢ ድዩ?
መስከረም አሰፋ ተዓዋቲት ማራቶን ናጎያ፡ እታገኝ ወልዱ ዕውትቲ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ኮይነን፡ አብ ሊዝበን ዮሃንስ ገብረገርሽ ካልአይ፡ ትጽቢት ዝተነብረሉ ዘርኢሰናይ ከአ ሻድሻይ ወጺኦም፡ ናትናኤል ብርሃነ አብ ውድድር ኒስ ፓሪስ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፡ መሬት ክንወሃብ ቃል ስለዝተኣትወልና ኢና ዓወት ነመዝግብ ዘለና - ዮሚፍ ከጀልቻ፡ ጠቐነታት ጋዜጣታት ብሪጣንያ አብ ልዕሊ ገንዘበ ዲባባ ካብ ቅንኢ ድዩ?