SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/11/2018)

Weekly Sport (12/11/2018)
Source: IAAF Theguardian Twitter

ጉያ እግሪ ንዕርቅን ሰላምን ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡ ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ አብ 2019 ምስ ጋንታ ኮፊድስ ክስለፍ ፈሪሙ፡ ብኣንጻሩ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ካብ'ታ ጋንታ ተፋንዩ፡ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሰንበረ ተፈሪ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር በርገስ ተዓዊታ፡ ብዛዕባ ህይወትን ጉዕዞን ጉያ እግሪ ሰለስተ ጎራዙ ኢትዮጵያ ትትርኽ ፊልም ዝለዓለ ስልማት ተቀቢላ፡ አብ ግብጺ ዝተኻየደ መጋባእያ መንእሰያት ዓለም ብምስሊ ሓወልቲ ሞ ፋራሕን ሽማግለ ልኡኻት ኤርትራን ኣዛራቢ ኮይኑ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጉያ እግሪ ንዕርቅን ሰላምን ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡ ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ አብ 2019 ምስ ጋንታ ኮፊድስ ክስለፍ ፈሪሙ፡ ብኣንጻሩ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ካብ'ታ ጋንታ ተፋንዩ፡ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሰንበረ ተፈሪ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር በርገስ ተዓዊታ፡ ብዛዕባ ህይወትን ጉዕዞን ጉያ እግሪ ሰለስተ ጎራዙ ኢትዮጵያ ትትርኽ ፊልም ዝለዓለ ስልማት ተቀቢላ፡ አብ ግብጺ ዝተኻየደ መጋባእያ መንእሰያት ዓለም ብምስሊ ሓወልቲ ሞ ፋራሕን ሽማግለ ልኡኻት ኤርትራን ኣዛራቢ ኮይኑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now