Source: Ethiosports Stiehl Timeslive Habaricloud Gettyimages Chimpsportsኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2018 ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ሙሉ ሃይለሚካኤል ንጉስ ዓቐበት ተሰይሙ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ መርሃዊ ቅዱስ ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቡ: ኣብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት/17 መንእሰያት ዞና ሴካፋ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ 1-0 ስዒራታ፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዕድመ ተሳተፍቲ መንእሰያት ንምጽራይ ክኢላታት ልኢኹ: ሞ ፋራሕ ዓወቱ እናበዝሐ ምስ ከደ ዘሕልፎ ዝነበረ ተደጋጋሚ ናይ መርመራ መስርሕ አብ መድረኽ መራኸቢ ሓፋሽ ሰብ ክዕዘበሉ ዘርጊሕዎ:
ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2018 ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ሙሉ ሃይለሚካኤል ንጉስ ዓቐበት ተሰይሙ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ መርሃዊ ቅዱስ ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቡ: ኣብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት/17 መንእሰያት ዞና ሴካፋ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ 1-0 ስዒራታ፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዕድመ ተሳተፍቲ መንእሰያት ንምጽራይ ክኢላታት ልኢኹ: ሞ ፋራሕ ዓወቱ እናበዝሐ ምስ ከደ ዘሕልፎ ዝነበረ ተደጋጋሚ ናይ መርመራ መስርሕ አብ መድረኽ መራኸቢ ሓፋሽ ሰብ ክዕዘበሉ ዘርጊሕዎ: