SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/04/16)

Tour of Eritrea
Tour of Eritrea Source: Chris-Keulen, Panos.co.uk

ሹኮ ገነሞ ኣብ ማራቶን ከተማ ቪየና 2016 ትዕወት፥ ብ 11 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ብስም ህብብቲ አትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሓድሽ መሰልጠኒ ማእከል ስፖርት ኣብ ኣሰላ ይምረቕ፥ ዙር ኤርትራ 2016 ካብ 19 - 23 ሚያዝያ ካብ ከተማ ባረንቱ ጀሚሩ ከተማታት ተሰነይ፥ ከረን፥ መንደፈራን ባጽዕን ብምብሕላፍ ኣብ ኣስመራ ክዛዘምዩ፥ ሊዮነል መሲ ክስታቱ ኣብ ስፐይንን ሰነዳት ፓናማን

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሹኮ ገነሞ ኣብ ማራቶን ከተማ ቪየና 2016 ትዕወት፥ ብ 11 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ብስም ህብብቲ አትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሓድሽ መሰልጠኒ ማእከል ስፖርት ኣብ ኣሰላ ይምረቕ፥ ዙር ኤርትራ 2016 ካብ 19 - 23 ሚያዝያ ካብ ከተማ ባረንቱ ጀሚሩ ከተማታት ተሰነይ፥ ከረን፥ መንደፈራን ባጽዕን ብምብሕላፍ ኣብ ኣስመራ ክዛዘምዩ፥ ሊዮነል መሲ ክስታቱ ኣብ ስፐይንን ሰነዳት ፓናማን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now