SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/01/2018)

Weekly Sport (15 01 2018)
Source: IAAF Footyghana Timesofisrael Africannews

እስራኤላዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ 'ኣካዳሚ ቅ/ብሽክለታ እስራኤል' ኤርትራዊ ስደተኛ ተቐዳዳማይ ዓወት ገብረመድህን ኣብ ዙር ኢጣልያ/ጂሮ ዲ ኢታልያ 2018 ምስኣ ተሰሊፉ ክወዳደር ኣፈሪማቶ: ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምርጫ ፕረዚደንት ንፈደረሽን ንሳልሳይ ግዚኡ ኣመሓላሊፍዎ: ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ስፐይንን ቤርሙዳን ከምኡ’ውን ኣብ ማራቶናትን ፍርቂ ማራቶናትን ህዩስተን፡ ኣሜሪካ፣ ዓብላሊ ውጺኢታት ኣመዝጊቦም፡ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኣፍሪቃ - ሞሮኮ 2018 ተጀሚሩ ይካየድ ኣሎ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እስራኤላዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ 'ኣካዳሚ ቅ/ብሽክለታ እስራኤል' ኤርትራዊ ስደተኛ ተቐዳዳማይ ዓወት ገብረመድህን ኣብ ዙር ኢጣልያ/ጂሮ ዲ ኢታልያ 2018 ምስኣ ተሰሊፉ ክወዳደር ኣፈሪማቶ: ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምርጫ ፕረዚደንት ንፈደረሽን ንሳልሳይ ግዚኡ ኣመሓላሊፍዎ: ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ስፐይንን ቤርሙዳን ከምኡ’ውን ኣብ ማራቶናትን ፍርቂ ማራቶናትን ህዩስተን፡ ኣሜሪካ፣ ዓብላሊ ውጺኢታት ኣመዝጊቦም፡ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኣፍሪቃ - ሞሮኮ 2018 ተጀሚሩ ይካየድ ኣሎ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now